ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንመካይን መፀገኒ ዝኾዉን ጋራዥ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ::

የትግራይ ፖሊስ ኮሚሽን

ግልፂ ጨረታ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንመካይን መፀገኒ ዝኾዉን ጋራዥ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ::

ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

1 ተወሳኺ እሴት ቫት 15 ፐርሰንት ወይ 10 ፐርሰንት ተመዝጋቢ ዝኾነ ወረሓዊ ድክለር ዝገብርን መረዳእታ ምቅራብ ዝኽእል::

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልሉ መረዳአታ ከቕርብ::

3 ናይ ጋራዥ መፀገኒ ደረጃ ብቅዓት 2ይን ልዕሊኡን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ::

4 ቲን ቑፅሪ ዘለዎም::

5 ጨረታ መኽበሪ 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብሰፒኦ ከትሕዙ::

6 ተወዳደረቲ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ ስራሕ ክጅምር ዝክእል::

7 ተወዳደረቲ አብ ናይ ቢሮና መወዳደሪ ዋጋ ፎርሚ ማህተም ፊርማን ሙሉእ አድራሻ ምስ ስቑፅሪ ክገልፁ አለዎ ካብ ናይ ቢሮና ወፃኢ ዝመልኡ ዘይንቅበል ምኻና::

8 ተወዳደረቲ ንሕድሕድ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 11/ 02 /2007 ዓ/ም - 21/02/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቐትሪ አብ መቤተና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኸእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

9 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሚሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

10 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎም ወይከዓ ብኣካል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 208 ቐሪቦም ምሕታት ይከአል::


 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo