ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንክፍለ ከተማና ዝርከባ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የሰሜን ክ /ከተማ አከባቢያዊ ልማት ጽሕፈት ቤት

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር አብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ናይ መቅረባይነት ስርትፊኬት መረጋገፂ ሕጋዊ ማሀተም ኣብ ነብስወከፈ በፖስታን ሰነድ ጨረታ ጕሩ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ወርሒ ሐምለ 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ

4 በዚ መሰረት ሰሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይከኣል

5 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ንኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት 15500 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክልእ

6 ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ 24/3/2017 ዓም ከሳብ 8/4/2017 ዓም ዝዕፀወሉ ዕለት 9/4/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ምስሰዓረ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝኮነ ይኩን ፅሕፍ ምፅሓፍ ኣይፍቀድን

9 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ተዓሽጉ ክቀርብ አለዎ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344417910

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo