ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2017 ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ፅሬት ኣቅሑት ፣ሕትመትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

መቐለ ጤና ጣብያ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2017 ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ፅሬት ኣቅሑት ፣ሕትመትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ መቕረብቲ በቲ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሕታት ወይ መምርሒ

• ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈሉን ናይ 2017 ዓ.ምሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኹምን

• ናይ መቅረባይነት መለለይዝተሓደሰን ናይ ግብሪ ኸፋላይ መለለይ (Tin) ዘለኹም

• ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ኣብ ዝኾነ ጨረታ ከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘኽይድ ስጉምቲ

ዘስዕብ ምኻኑ ክፈልጡ ይግባእ፡፡

• እዚ ሰነድ ብመቕረናይነት ቅቡል እንተተገይሩ ከም ውዕሊ የገልግልን የገድድን።

• እዚ ሰነድ ዋጋ ብትኽክል ዘይምምላእ ወይ ከዓ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊይዎ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር።

• ተወዳደርቲ ነፀላ ወጋን ጠቅላላ ዋጋን ምምላእ ከምኡ 'ውን ኣብ ፖስታ ምዝእሻግን ፣ሽም፣ ፊርማ፣ ኣድራሻ፣ ማህተም ክገብር ኣለዎ፡፡

• ኣሸናፊ /መቅረባይ/ ዝፍለየሉ ነንሕድሕድ ንብረት ዘቅርብ ዝተሓተ ዋጋ ይኸውን፡፡

• ኣብ መንጎ ነፀላ ዋጋ ን ጠቅላላ ዋጋ ኣፈለላይ እንተሃልዩ ነፀላ ዋጋ ተቀባልነት ኣለዎ።

• ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዘካተተ ክኸውን ኣለዎ።

• ፅሬት ኣቅሑት ዝምልከት ብባዓል ሙያ ብምምራፅ ቅቡል ዝግበር ይኸውን፡፡

• ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ጣበያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 20 ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብምምላእ ዝተጠቀሱ ኣድስለይቲ ዶክመንት ኮፒ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ ባዓል ዋና ፌርማን ማህተምንምዕራፍ ኣብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ተእትዉ።

• ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ሕዳር ዓ.ም -ሕዳር 12/03/2017 ዓ/ም 18/3/2017 ዓ.ም

• ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕሸገሌ 18/ 3/2017 ዓ.ም ሰዓት 6:00

• ሳንዱቕ ጨረታ ዝክፈተሉ18/3/2017ዓ.ም ሰዓት 08፡30

• ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ውዕል ክሳብ ዕለት ዝኣሰረሉ ዕለት ኣብ ዘሎ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ

መጓዓዝያ ናብ ጣብያ ጥዕና መቐለ የቕርብ፡፡

• ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው 'ዩ።

• ኣድራሻና ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 16 ልዕሊ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ(ማረት) ኣንበሳ ባንኪ እትው ኢልካ ፡፡

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo