ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ መካይን ጂቪሲ ንምግጣም ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

1 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ፡ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን

2 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ዉሕስና ጨረታ 50 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 11 ሕዳር 2017 ዓም ክሳብ 21/3/2017 ዓም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ቴክኒካልን ፋይናንሻል መሊእኩም ብሽምዒ ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 11 ሕዳር 2017 ዓም ጀሚሩ ን 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 21 ሕዳር 2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 404  ኣዳራሽ ይክፈት

7 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ትካል ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ገጢሙ የረከብ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ በኣካል ቢሮ ቁፅሪ 409 መፂእካ ምዉሳድ ይከኣል ወይ ድማ 034441054446

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo