ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ካብ በጀት ዓምት 2017 ዓም ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይድሊ

የጋንታ አፈሹም ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ዝርዝር ተደላይ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቀሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሪክስ ከምእዉን : ናይ ስፖርት ዕጥቂ ቤት ፅሕፈትና ዞም ዝተዘርዘሩ ንብረት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ብናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ሞትር ሳይክል መለዋወጢ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌከትሮነክስ ብተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብ ወርሓዊ ፃብፃብ ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ፅሬት ኣቅሑትን : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብዛይ ቫት ይወዳደሩ

3 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2016 ን 2017 ዓም : ናይ ከፋላይነት ግብሪ መለለይ ቁፅሪ : መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

4 ከምእዉን ንፁር ዝኮነ ብቅድሚትን ብድሕሪትን ነንሕድሕዱ ቅዳሕ ገይሩ ዘቅርብ

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ንዝጫረትዉ ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቀሑት 10000 ቅርሺ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 10000 ቅርሺ : ኤሌክትሪክስ 10000 ቅርሺ : ናይ ስፖርት ዕጥቂ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ብሽም ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ስፒኦ ብኣካል ወይ ኣብ ዋና ፖስታ ክእሸግ አለዎ

8 ጨረታ ዝረከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ምምሕዳር ወረዳ ጋንታ አፈሹም እንትከዉን ጨረታ ዝ”ሸገሉ ዕለት 18/2/2017 ዓም ክሳብ 8/3/2017 ዓም ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

9 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 9/3/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወክለቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

10 እቲ እትወስደዎ ሰነድ ጨረታ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዉድቂ ይከዉን

11 ንነብስወከፍ ሰነድ ማሕተም ክህልዎ አለዎ

12 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ንብስወከፍ ብፖስታ ዓሺጉም ከቅርቡ አለዎም እንተዘይኮይኑ ንዝመፅ ሕቶ ተቀባልነት የብሉን

13 ሰነድ ጨረታ ዘይመላአ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

14 እቲ ዝሰዓሮ ንበረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ወረዳ ጋንታ አፈሹም ከቅርብ ዝክእል

15 ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ንብረት አታዊ ክገብር ዝክእል

16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344450325 / 0914763733

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo