ይሃ ሪል ስታት ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ይሃ ሪል እስቴት ሃላፍነቱ ኃ/የተ/የግ/ማ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ናይ ስፔር ፓርት መኪና

ዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ላይነርLADELpcs4
2ፒስቶን ምስ ፒን13101-54101pcs4
3ፒስቶን ሪንግ13011-54120Set1
4ኮኔክቲንግ ሮድ ኣሰይ13201-59106pcs2
5ቤሪንግ ክራንክ ሻፍት11701-54080Set5
6ቤሪንግ ኮኔክቲንግ ሮድ13041-54041Set4
7ወሸር ሴት ክራንክ ሻፍት11011-54020Set1
8ታይም ቤልት13568-59066pcs1
9ቫልቭ ኢንቴክ13711-17010pcs4
10ቫልቭ ኤግዞስት13715-17010pcs4
11ቤሪንግ ካምሻፍት11802-54020Set1
12ኦይል ፊልተር15600-41010pcs1
13ቪ ቤልት ፋን90916-02211Set1
14ኢለመንት ኤየር ክሊነር17801-54180pcs1
15ግሎን ፕላግ19850-54140pcs4
16ቻምበር11106-54120pcs4
17ኖዝል ኣሰይ23620-59045pcs4
18ሳፖርት ሞተር12361-54121pcs2
19ሳፖርት ካምብ12371-54060pcs1
20ፊዩል ፊልተር23390-64480pcs1
21ክላች ዲስክ31250-35410pcs1
22ከቨር ክላች ዲስክ31210-35101pcs1
23ሪሊዝ ቤሪንግ31230-35061pcs1
24ጋስኬት ኢንጅን ኦቨር ሆል04111-54191.FOSet1
25ጋስኬት ሲሊንደር ሄድ11115-54073pcs1
26ቫልቭ ጋይድ11122-54020pcs8
27ወተር ፓምፕ16100-09092pcs1
28ካፕ ሊንግ16210-54150pcs1
29ሮተር ሄድ22140-54730pcs1
30ፊድ ፓምፕ22505-54010.pcs1
31ኢንፑት ሻፍት ቤሪንግ90363-12002pcs1
32ሸምስ ዝተፈላለየ ዓቀንpcs8
33ጋስኬት ኢንጀክሽን ፓምፕpcs1
34 ካምሻፍት ኣሰይ13501-54070pcs1
35ቪ-ቤልት ሻን ፓምፕ99332-10865pcs1
36ታይም ቤልት ኣይድለር No 113505-54021pcs1
37ኦይል ፓምፕ ጊር15121-54020pcs1
38ዘይቲ ሞተር5 LiterGallon3
39ዘይቲ ካምብዮ ዲፈረንሻል#90Liter12
40ዘይቲ መሪLiter2
41ዘይቲ ፍሬንLiter1
42ፖስትሽpcs2
43ታይም ቤልት ኣይድለር No 213503-54030pcs1
44ኦይል ፓምፕ ድራይቭ ጊር15121-54020pcs1
45አይል ፓምፕ ድራይቫን ጊር15122-54020pcs1
46ዲናሞ ብሩሽ27370-58320pcs1
47ስታርተር ኪት ባትሪተርሚናል2822-54340kit1
48ስታርተር ኪት ሞተር ተርሚናልkit1
49ቫክዩም ፓምፕ29300-54180pcs1

NB: chasis No:- # JTFDE6264000081826 #

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2016/17 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

2. ናይ ግብሪ ኸሩስ መስስ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእሰን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብ ብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር

5. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መስዘዚ ከፍስት ቸክ(ሲፒኦ) ብር 10,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል

6. ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 100 እናኸፈስካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል

7. ሰዓራይ አዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ በቲ ዘቀመጥናዮ ፓርት ናምበር መሰረት ፅሬት ዘስዎ ንብረት ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕስ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ

8. እዚ ውሱን ጨረታ ካብ ዕስት 19/02/2017 - 29/02/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕስት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ኣብ ትካስና 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤

9. እቲ ቤት ዕዮ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናደ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስመ እዩ፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ ደደቢት ማን ይናንስ ናብ ዝርከብ ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ መፂእኻ ምሕታት ይከሳስ፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-40/253።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo