ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፐር ፓርት ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክገዘእ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልእ ነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቻድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::
3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም::
4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል::
5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፣ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፓሰታ ካብ ዕለት19/02/2017 ዓ/ም ክሳብ 21/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ::
6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት21/02/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::
7. ብእቲ ዝቐርብ ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን::
8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን::
9. ካብዚ ዝተሓተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ንብረት አብ ኢዶም ምህላዉ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ
11, ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ::
12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::
13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::
14. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444875 ከምዝኮነ ንሕብር::
15. አቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትገበር::
16. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፂእካ ምውሳድ ይከኣል::
17. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ - 03 44-41 65 70/0945825857/0914748486 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ
No | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | ሞዴል መኪና | ታርጋ ቁፅሪ | መዕትነ | ነ/ወጋ | ጠ/ወጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | Bearing Front | 90363-40079 | yaris | 4-0247 | pis | 02 | |||
02 | Hub Bearing Rear | 42450-52060 | yaris | 4-0247 | pis | 02 |