ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ቱቦታትን ፊቲንጋትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡

የኣጉላዕ የውሃ ኣቅርቦት ጽህፈት ቤት

ቁፅሪ ኣጉ/ማ/ግ/ 1877/17

ዕለት 07/02/2017 ዓ.ም

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ቱቦታትን ፊቲንጋትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ፊመል ኣዳፕተር በዓል 25"ብቁፅሪP.N 1610ብሳምፕል
2ስትሬት ዩኔን በዓል 32ብቁፅሪP.N 1630
3ፊል ኣዳፕተርበዓል 32ብቁፅሪP.N 1610
4ስትሬት ዩኔን በዓል 20ብቁፅሪP.N 1620
5ፕላግ ብዓል 25"ብቁፅሪP.N 1610
6ፕላግ ብዓል 32ብቁፅሪP.N 1615
7ፎሴት1/2*ብቁፅሪ30
8ቃጫብኪሎ10
9መጋዝብቁፅሪ5
10ጌት ቫልቭ ፍላንጅድ 6ብቁፅሪ2
11ጌት ቫልቭ ፍላንጅድ 4ብቁፅሪ4
12ቱቦ H.D.P.E (19A 20"ብቁፅሪP.N 16400
13ቱቦ H.D.P.E (19A 32"ብቁፅሪP.N 16600
14ቱቦ H.D.P.E 09A 25"ብቁፅሪP.N 16500
15ቱቦ H.D.P.E 09A 63"ብቁፅሪP.N 16600
16ጌት ቫልቭ 1ብቁፅሪሳንዋ20
17ጌት ቫልቭ 3/4*ብቁፅሪሳንዋ10
18ጌት ቫልቭ 1/2*ብቁፅሪሳንዋ20
19ሰኒ መውፅኢ 3/4ብቁፅሪ4
20ሰኒ መውፅኢ 1/2ብቁፅሪ10
21ኒፕሊሰ ብዓል 1ብቁፅሪ10
22ኒፕልስ ብዓል 2ብቁፅሪ10
23ዩኔን ብረት 3/4ብቁፅሪ10
24ዩኔን ብረት 1/2ብቁፅሪ10
25ሮዲሰር ካብ 3/4-"1/2*ብቁፅሪ15
26ሮዲሰር ካብ 1- 1/2*ብቁፅሪ15
27ሮዲሰር ካብ 11/2-*1/2*ብቁፅሪ10
28ፓይፕሬች ብዓል 18"ብቁፅሪ8
29ፓይፕሬች ብዓል 14ብቁፅሪ8


4 በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኸእሉ ሕጋዊ ተጫረቲ

1. ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም

2. ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ካርድ ዘለኩም ሓዱሽ ናይ መቕረባይ ካርድ ዘለኩም

3. ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ዘለኩም፡ ናይ ወርሓዊ ድክለሬሽን ዝሓለፈ ወርሒ ጥሩ መረዳእታ ክተቅርቡ እትኸእሉ ንሓደ ደኩሜንት ዘይምለስ ብር 30.00/ሰላሳ ብር/ ብምኸፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምውሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 07/02/2017 ዓ.ም እስካብ 22/02/2017 ዓ.ም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳጥን ምእታው ይከኣል፡፡

4. ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 22/02/2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት፡፡ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኺቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

5. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኸፋቱ መኸበሪ ጨረታ ዝኸውን 5000.00/ሓሙሽተ ሽሕ ብር /ብካሸ ወይ ድማ ብCPO ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

6. ተጫረቲ ናይ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማ በዓል ዋና እንዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን፡፡

7. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልትታት ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሐዞ ናይ መኸበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን፡፡

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ተወሳኺ ሓበሬታ፤ 

ብስልክ ቁፅሪ 0343140453, 0914412211, 0914029291/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo