ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ UNPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ናይ ቦቲ/ቦጥ ማይ ምቅራብ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

የትግራይ ክልል ሴቶች ማህበር

ን2 ገዜ ዝወፀ ምልከታፕሮፎርማ ጨረታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ UNPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕልይ ናይ ቦቲ/ቦጥ ማይ ምቅራብ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::


ስስዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማልአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ከዋዳደር ይክእል


ተ.ቁዓይነት ንብረት/ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀሳ ዋጋጠቅ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ቦቲ /ቦጥ ማይ ምቅራብባዓል 5000 ሊትር

በዝሒ ሊትር

ን3ተ ወርሒ

1. በቲ ዘርፍ ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገደርስ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕርማ ረታአብ ሽር ሀንሐስ ጊዜ ከብ ዕለት 7/02/2017ዓ/ም ከሰብ ዕስት09/02/2017 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንተከታታሊ ማዓልቲ ጸኒሑ ፕርፎርማ ዝክፈተስ ዕለት 10/02/2017 ዓ/ም ስዓት 10:30 ደ/ሳዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ይከውን፡፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወደ ባዓስ እንተውዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓስቲ ይክፈት። 

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልገስን የገድድን እዩ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ አብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ዋና ቢርና ማሕበር ደቂ ñነስትዮ ትግራይ ብምምፃእ ውዕሊ ብምእሳር ፅሬቱ ዝሓለው ግልጋሎት ከቅርብ ዘክእል ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ብሙሱስ ይክን በክፍስ ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስመ እዩ።

7. ንብረት/ገልጋሎት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓስ ዘየረከበ / ዘይሃበ መቅረባይ/ ነጋዳይ 10% ናይቲ ዝሳዓሮ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ካዝና ኣታዊ ይገብር፡፡

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መቐስ ከፍስ ከተማ 1 ወያነ ጥቃ ኩሓ መነሃርያ ታክሲ መዕረፊ ከባቢ እንትከውን Gተ2 ቁፅሪ 15 ንርከብ ::

9. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስስኪ ቁፅሪ 251-034-440-03-36/40-69-68/69 Fax (ፋክስ) 251-034-40-87-36

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo