ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሪት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብምስክታ ፕርፎርማ ዕደጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ።

የትግራይ ክልል ፕሬዝደነት ፅሕፈት ቤት

ቑ/1- 6

ቑፅሪ ዕክንም 648/2-3/1/01

ዕስት- 05/02/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ከስስ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕስ ናይ ናይ መኪና መስዋወጠ/ስፔር ኣቅሑት ብምስከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜስ ወዳዲሩ ከዕድገ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብስ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 05/02/17 ዓ.ም ከሳብ 07/02/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባአ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 08/02/2017ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኽፈት ምዃና ንገስፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናስ ክኸውን ኣስዎ

3.ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ወሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ አስዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ክተርክቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመሰሉ ይገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካስ ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስሳ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምስከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር ንዝደስ ሓበረታ ብሕካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካአል

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሱ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ መዓስትታት ፕራሕ ይኸውን

7. መምስ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ሩይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕርፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሱ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ሰ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምሉ ውን ብሙሱእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስመ እዩ፡፡

ዋጋ መምልኢ

ተቹዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ማእኸላይ ካኪ ፖስታኦርጅናልደስታ1000
2ንእሽተይ ካኪ ፖስታኦርጅናልደስታ1000
3ባዓል ገመድ ሓቋፊኦርጅናልቁፅሪ1500

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo