ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲጉዶም ካብ ስሩዕ በጀት 2017 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያት ፅሕፈት ማለት እዉን ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈት ኣናእሸተይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዓዲጉዶም

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲን ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ካፋላይነት ግብሪ ማለተ እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም

4 ተመዝገበቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ከምእዉን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ኣዋርሕ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ዝተሐደሰ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ወይ እዉን ዲክላሬሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ኩሉ ፋይናንሻል መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብምዕሻግ መሊሶም ኩሉ ኣብ ሐደ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅረቡ አለዎም

6 መከበሪ ዉሕስና ጨረታ 15100 ብባንኪ ዝተረጋገፀስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

7 ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ሰዓራይ ጨረታ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ሰራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

8 ኣብ ዝቀርብ ዝርዝረ ዋጋ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግብእን

9 ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ዓዲጎዶም መዉሳድ ትክእሉ

10 ኣብ ነብሰ ወከፍ ዋጋ ዝተሐተ ዘቅረበ ማለት እዉን ዘእተዉ ሳዓራይ ይከዉን

11 ዝምላእ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክምልእ አለዎ እንተዘይኮይኑ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝተመለአ ተገይሩ ይዉሰድ

12 ብተወሳኪ ኣብዚ ዘይተካተቱ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ከምእዉን ብመምርሒ ቁፅሪ 05 /2016 ተፈፃሚ ይከዉን

13 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን30 መዓልቲ ይከዉን

14 ሰነድ ጨረታ ካብ 29/1/2017 ዓም ክሳብ 14/2/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ምዉሳድ ትክእሉ

15 ሳንዱቅ ጨረታ 14/2/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:40 ይክፈት

16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0972101011 0914130964

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo