ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት : ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ኢድ ሞያ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ና መኪና ገራጅ ኢድ ሞያ : ሕትመት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ

የእምባ ኣላጀ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 28/1/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 14/2/2017 ዓም ዘይምለሰ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2016ን 2017  ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሐምለወይድማ ነሐሰ 2016 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ናይ መቅረባይነት ን2016ን 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ / ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

7 ኣብ ዝተገበለ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል

7 ሰዓራይ እዚ ጨረታ 10 ሚእተዊ ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

8 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/2/2017 ዓም ሰዓት 400 ተዓፅዩ ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ናይ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/2/2017 ዓም ሰዓት 800 ተዓፅዩ ሰዓት 830 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ፅገና ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/2/2017 ዓም ሰዓት 900 ተዓፅዩ ሰዓት 930 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ናይ መከኒ መለዋወጢ ኣቅሑት ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/2/2017 ዓም ሰዓት 400 ተዓፅዩ ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 ናይ መኪና ጋራጅ ኢድ ሞያ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/2/2017 ዓም ሰዓት 800 ተዓፅዩ ሰዓት 830 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 ሕትመት ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/2/2017 ዓም ሰዓት 900 ተዓፅዩ ሰዓት 930 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344210089  / 0344210276

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo