ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ባትሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ::

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ

ዕለት23/01/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ኤ/ስ/ወ/ኩ/2586/ዕ/ፋ/ን/ም/17

ቑፅሪ‐ፕሮፎርማ 001/2017

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ባትሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ተ.ቁዝርዝር ንብረትመግለፂ Describitionመለክዒ Measurmበዝሒ Quantityናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ቦልዶን ባትሪ70 Aብቁፅሪ01

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/01/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጀንሲ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 27/01/2017 ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ሰዓት 10:30 ድማ ይኽፈት::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ። እዚ ፕሮፎርማ ዝመልእ ኣካል ኣብ መከዝን ምህላዉ ከረጋግፅ ኣለዎ። ንብረት ኣታዊ ዝኸዉንን ክፍሊት ዝፍፀምን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን:

➢ እቲ ኤጀንሲ ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ

ዝገብር ምዃኑ የፍልጥ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ ኣብ 4ይ ደብሪ ቁ-16 እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ 'ዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo