1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብን ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ተመዝገበቲ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎ ክፍሊት ግብሪ ከቅርብ ዝክእልን
2 ናይ ዝተጫረትዉ ዝርዝር አቅሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ዓሺጉ ዘቅርብ
3 ናይ ፓምፐ ሴት ግን ቴክኒካል ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ዓሺጉ ዘቅርብን : ፋይናንሻል ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ዓሺጉ ዘቅርብን : ጠቅላላ ናይ ባምፕ ሴት 4/ ኣርባዕተ/ ፖስታ
4 ንናይ ፓምፕ ሴትን: ኣቅሑት ኤሌክትሪከ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ዘይምለስ 800 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ መከበሪ ድማ 5000 ቅርሺ በስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
5 ንመሳርሒ ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 500 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ መከበሪ 1000 ቅርሺ በስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
6 ንመሳርሒ ኣቅሐት ፅሬት ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 200 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ መከበሪ 3000 ቅርሺ በስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
7 ንመሳርሒ መገጣጠሚታት ትቦ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 600 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ መከበሪ 2000 ቅርሺ በስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
8 ሰነድ ጨረታ ፓምፕ ሴትን: ኣቅሑት ኤሌክትሪከ ዝዕሸገሉ ዕለት 5/2/2017 ዓምሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተወዳርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከበሉ ዝክፈት እንትከወን እንተዘይሃሊዎም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ዝተሐለወ እዩ
9 ሰነድ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት ዝዕሸገሉ ዕለት 6/2/2017 ዓምሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ብተመሳሳሊ ዕለት ድማ ኣቅሑት ፅሬት ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ተወዳርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከበሉ ዝክፈት እንትከወን እንተዘይሃሊዎም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ዝተሐለወ እዩ
10 ሰነድ ንመሳርሒ መገጣጠሚታት ትቦታትን ኣቅሑትን ዝዕሸገሉ ዕለት 7/2/2017 ዓምሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተወዳርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከበሉ ዝክፈት እንትከወን እንተዘይሃሊዎም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ዝተሐለወ እዩ
11 ኩሉም ዓይነት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእልን እቲ ነብረት ብባዕል ሞያ ምስተረጋገፀ አታዊ ዝግበር ምካኑ ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ ከምፅእ ዝክእልን
12 ኩሎም ዓይነት ንብረታት 20 ሚእታዊ ካብቲ ዝተሸነፈ ንብረት ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰልና ዝተሐለወ እዩ
13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0964534336 / 0914783477 / 0914161170