ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓወን ኣብ ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ከተማና መሰረተ ልምዓት ካልኦት ግልጋሎት ትውዕል ሻንቱ ዶዘር SD32 ማሽን ዝዓይነታ ንብረት ክፅግን ስለ ዝደለየ ነዚ ንብረት መፀገኒ ዝከውን ንብረት ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

የሓዉዜን ከተማ ቤት ማዘጋጃ ፅሕፈት ቤት

ቁፅሪክ/ከ/ት/ባ/ን/ፋ/ምም/ት

ዕለት13/01/2017ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓወን ኣብ ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ከተማና መሰረተ ልምዓት ካልኦት ግልጋሎት ትውዕል ሻንቱ ዶዘር SD32 ማሽን ዝዓይነታ ንብረት ክፅግን ስለ ዝደለየ ነዚ ንብረት መፀገኒ ዝከውን ንብረት ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትረቱ ከም እትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ።

1. ናይቲ ዝወዳደርሌ ንግዲ ፀርፊ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍታይ ኣብ ጨረታ ዝፈተለ ኮ ዘቅርብ

2. ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ 1,000 ብር ዝክፍል

3. ሰነድ ዝሽየጠላ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐለ ዕለት 14/01/2017ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/01/2017ዓ/ም ንተከታታሊ 10 መዓልትታትይከዉን።

4. ምልክታ ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ድማ ዕለት 23/01/2017 ዓ/ም ስዓት 800 እዩ።

5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣብ 10መዓልቲ ተራታይ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 23/01/2017 ዓ/ም ስዓት 8፡30 ይከውን።

6. ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጭረታ ምክፋቱ 10,000 ብር (ዓሰርተ ሽሕ ብር) ምስ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ የእቱ፡ ፡፡

7. ኣብ ረታ ሰነድ ናይ ተረቲ ንፁር ዝኮነ ስምዐፌርማን ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድ ሕድ ገፅ ጨረታ ክግበሮ ኣለዎ፥፥

8. ሰዓራይ ምስተፈለየ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ውዕሊ መክበሪ ብስገኦ/ብጥረ ገንዘብ/ ዘትሕዝ፡፡

9. ተራታይ ሰዓራይ ምካኑ ደብዳቤ ካብ ዝፈለጠለ (ዝተፅሓፈሎ) ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዝሰቦሮ ንብረት እታዊ እንተዘይገይሩ ዘትሓዞ ወዕለ መክበሪ ብር ተወሪሱ ብሕጊ ይሕተት

10. ኣብዚ ረታ ዝኮነ ተጨራታይ ኮነ ኢሉ ነቲ ጨረታ ዘብዕ ወይ ነዓ ከዛብዕ ዝመክር ዘትሕዞ መክበሪ ጨረታቱ ወሪሱ ብመምርሒ ዕደጋ ብሄ/ክ/መ/ት ተፅሪ 5/2016 ብዝእዝዞ መሰረት ናብ ሕጊ ቀሪቡ ተሓታታይ ይስጠን፡፡

መተሓሳሰቢ፦

ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምኳኑ ንሕብር ።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo