ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ዝኮነት (KU-25) መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት መቅረብቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ይዕድም

የእንደርታ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ቑፅሪወ/እ/ 2 /10/2017ዓ/ም 

ዕለት 13 /01 /2017ዓ/ም

ምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ዝኮነት (KU-25) መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት መቅረብቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ ዕድጊት(ግልጋሎት)ክረክብ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሪጋዓይነት ንብረትፓርት ናምበርመዐቀኒበዝሒመምልኢ ዋጋመብርሂ
ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1.ቅደሚት ፓድ ኪት04465-0k340ኪት01
2ድሕሪት ሹኪት04495-0k070ኪት01
3ኦይል ፊልተር90915-TB001PCS01
4ፊዩል ፊልተር23390-0L041PCS01
5ኣየር ኪሊነር17801-0C010PCS01
6ቅድሚት የማን ሻፍት43460-09520PCS01
7ድሕሪት ድራም42431-0k130PCS02
8ዘይቲ ሞተር41ጋሎን02
9የማን ዋይፐር ብለድ85212-0k020PCS01
10ፀጋም ዋይፐርብለድ85222-0k020PCS01

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን፣ IIN Noንከቅርቡ ዝኸእሉ:: ➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 13/01/17ዓ/ም እስካብ ዕለት 16/01/2017 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 16/01/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ድማ ይኸፈት::

➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::

➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ቁፅሪ 04 ሳዓራይ ኣካል ወይ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፐርት ወፃኢ የቅርብ።

ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይክእል እዮ።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo