ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ናይ ዉሽጢ ስልኪ ፅገና ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕጋን ትደሊ፡፡

የትግራይ ተራድኦ ማህበር

RF/09-481/2024
Date 23/09/2024

ጨረታ ምልክታ
Tender Notice

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ናይ ዉሽጢ ስልኪ ፅገና ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕጋን ትደሊ፡፡ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ _ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር፡፡

RELIFE SOCIETY OF TIGRAY Telephone Maintenance Works wishes to invite. Therefore, bidders who wish to bid are requested to do so on the basis listed below.

1. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /100.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክውስዱ ይኸእሉ፡፡

Bidders who have renewed their business license for 2016 may obtain all bid documents from the office no 607 / 100 birr.

2. ተጫረቲ በቲ ዘርፊ ዝተመዝገቡን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ ቫት ሴርቲፍኬትን፣ ቲን ቁፅሪ፣ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረጋገፂ ሙሉእ ደኩመት ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

Bidders must submit his/her registered by the classification and renewed business, license VAT certificate of registration of Business license, TIN, registration and full documents.

3. ተጫረቲ ካብ ዘቕረብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% /ክልተ ካብ ሚኢቲ/ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም፡፡

Bids must be accompanied by an only CPO of 2% of the total price offered.

4. ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 13/01/2017 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 28/01/2017 ዓ.ም እዮ ፡፡ ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ ሓሙሽተ /5፡00/ ናይ ንጉሆ ይከዉን ፡፡ ስለዚ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ስዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይኸእሉ፡፡

Bids must be submitted in sealed envelope from the date of issuance of this tender notice. Starting till 22/09/2024 G.C up to 08/11/2024 G.C and closing time will be five 11.00 am mooring So to bid document may be submitted at the REST office during office hours.

5. ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 28/01/2017 ዓ.ም ሰዓት 9፡00 አብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይክፈት፡፡ ከምኡዉን ዶክመንት እንድሕር ተማሊኡ ንከፍት ምካኑ ንሕብር ፡፡

Bids will be opened on 08/11/2024 G.C at 9.00 am in the presence of bidders or their legal representatives. If the documents are completed, we will open it.

6. እቲ ዝተዉሃበ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ ኣይፍቀድን እቲ ዝመላእኩምዎ ጨረታ ሰነድ ቁቡል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ፡፡

The quantity given is not allowed to be left open.

7. ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ፊርማን ክህልዎ አለዎ ከምዐኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝትመልእዎ ዋጋ

ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን፡፡

Each Stamp must be dated and signed and the bid documentbe filled with price cancellation if it has, it is not acceptable.

8. ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል (Specification) ምስራዝ ኣይካኣልን

The model (Specification) mentioned in the tender cannot be cancelled.

9. እቲ ድርጅት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ኾነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

The company shall have the right to process the der in whole and in part if it finds better alternative.

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo