ኮምሺን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ፅገና ገራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

1 ናይ ግበሪ ዝከፈለሉ ፍቃድ ንግዲ ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ልምዓትን ናይ መቅረባይነትን ዝተመዝገብሉ ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ወርሒ ሰነ 2016 ዓም ናይ ተወሳኪ እስት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ናይ ጨረታ መከበሪ ብቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ቅርሺ ጨረታ ቅድመሚ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮምሺን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ክፍሊ ቁፅሮ 268 ናብ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 9/1/2017 ዓም ክሳብ 24/1/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ግን ንኩሉ ከይዲ ጨረታ 24/1/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት

9 ጨረታ ተወዳዳራይ ኣብቲ ዝተነፀረ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ክርከብ አለዎ

10 እቲ ኮሜሽን ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344419078

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo