ምልክታ ፕሮፎርማ/
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳረሒ/ስሚኒቶ/ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
ITEM | Item Description | Specification | UNIT | QTY | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ/ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ስሚኒቶ | OPC 1ይ ደረጃ | ኩንታል | 50 |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5. እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08-10/11/2016ዓ.ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 11/11/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡30ይኸፈት ።
6. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ ዕለት 10/2016 ዓ.ም ሰዓት 10:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ ::
7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7/ሸዉዓተ/መዓልቲ ይኸዉን::
8. ፕሮፎርማ ሰዓራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ::
10. እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት