ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሬት መሳርሒን ካልኦትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ፐ ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡
5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልታት የረክቡ፡፡
6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 28/10/2016 ክሳብ 30/10/2016 ዓ/ም ስዓት 8፡30 ናይ ድ/ስዓት ይኸውን፡፡
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡
ዓይነት ንብረት
ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | |||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||||
1 | ኦሞ | 200 ግራም | ብቑፅሪ | 252 | ||||||
2 | ኣጃክስ ሳሙና | ዓብይ | ብቑፅሪ | 252 | ||||||
3 | ናይ ክዳን ሳሙና | 250 ግራም | ብቑፅሪ | 480 | ||||||
4 | ናይ ነብሲ ሙና | 100 ግራም | ብቑፅሪ | 330 | ||||||
5 | ፀባ | 400 ግራም | ብቑዕሪ | 114 | ||||||
Grand Total |