ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒን ሕትመት ሰራሕትን ብምብታን ብምልጣፍን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

የትግራይ ህዝብ ብዙሃን መገናኛ ድርጅት

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒን ሕትመት ሰራሕትን ብምብታን ብምልጣፍን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ዘለኩም::

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቊፅሪTIN/መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::

• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር /Specification/መሊኡ ከቅርብ አለዎ::

• መቅረብቲ ካብ ዕለት 17/10/2016ዓ/ም ክሳብ 19/10/2016ዓ/ም ሰዓት 11: 00 ሰነድ ፕሮፈርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱን ክትእትን ትክእሉ::

• ፕሮፈርማ ዝክፈተሉ ዕለት 19/10/2016ዓ/ም ሰዓት 11.30 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለው ይከፈት እዚ ፕሮፈርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግት የለን::

• ኣብ መምሊኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፈርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

• ኤጅንሲ ና ዝሓሸ ኣማረፂ እንትረክቡ እዚ ፕሮፈርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስርዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብር ቁፅሪ 106 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረት::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo