ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

የትግራይ ተራድኦ ማህበር

ቑፅሪ/S.no RF6-26312024

ዕለት/Date 10 11/06/2224

ጨረታ ምልክታ/Tender Notice

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ

ትደሊ።ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር።

RELIFE SOCIETY OF TIGRAY Electronics Materials wishes to invite. Therefore, bidders who wish to bid are requested to do so on the basis listed below.

1. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /100.00/ ቅርሺ ከፊሎም

ናይ ጨረታ ዶክመንት ክውስዱ ይኽእሉ፡፡

Bidders who have renewed their business license for 2016 may obtain all bid documents from the office no 607 / 100 birr.

2. ተጫረቲ ንግዲ ፍቓድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሴርቲፍኬትን፣ ቲን ቁፅሪ፣ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም

መረጋገፂ ሙሉእ ደኩመት ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

Bidders must submit VAT certificate of registration of Business license, TIN, registration and full documents.

3. ተጫረቲ ካብ ዘቕረብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% /ክልተ ካብ ሚኢቲ/ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

Bids must be accompanied by an only CPO of 2% of the total price offered.

4. ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተኣሸገ ፖስታ እዚ ጨሪታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 04/10/2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 18/10/2016 ዓ.ም እዮ ። ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ ሓሙሽተ /5፡00/ ናይ ንጉሆ ይከዉን ። ስለዚ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ አብ ስራሕ ስዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይኽእሉ፡፡

Bids must be submitted in sealed envelope from the date of issuance of this tender notice. Starting till 12/06/2024 G.C up to 25/06/2024 G.C and closing time will be five 11.00 am mooring, So to bid document may be submitted at the REST office during office hours.

5. ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 18/10/2016 ዓ.ም ሰዓት 9፡00 አብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት፡፡ ከምኡዉን ዶክመንት እንድሕር ተማሊኡ ንክፍት ምካኑ ንሕብር ።

1 Bids will be opened on 25/06/2024 G.C at 9.00 am in the presence of bidders or their legal representatives. If the documents are completed, we will open it.

6. እቲ ዝተዉሃበ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ ኣይፍቀድን እቲ ዝመላእኩምዎ ጨረታ ሰነድ ቁቡል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ፡፡

The quantity given is not allowed to be left open.

7. ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ፊርማን ክህልዎ አለዎ ከምዐኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝትመልእዎ ዋጋ

ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን።

Each Stamp must be dated and signed and the bid document must be filled with price cancellstion if it has, it is not acceptable,

8. ቴክኒካልን ስፒኦ ብሓባር / ፋይናንሻል ድማ ንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ክተቅርቡ አለኩም ::

Technical and CPO Together and Financial Should be separately in envelope.

9. እቲ ጨረታ ትሕዝቶ ዘጠቃልሎ 35% ፋይናንሻል ከምኡዉን 65% ድማ ቴክኒካል ዘጠቃለለ እዩ፡፡

The tender contents include 35% Financial and 65% Technical,

10. ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል (Specification) ምስራዝ ኣይካኣልን፡፡

The model (Specification) mentioned in the tender cannot be cancelled.

11. እቲ ድርጅት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨሪታ ብሙሉእ ኾነ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

The company shall have the right to process the tender in whole and in part if it finds better alternative.

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo