ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላዋይ ፀለምቲ ብናይ 2016 ዓም ስሩዕ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝረርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣብቶ ዝተገለፁ ዘፈራት ንዝተዋፈሩ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የላይኛዉ ፀለምቲ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ግብሪ መንግስቲ ዝከፈለክም ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ቅዳሕ ከተሓሓዝ ዝክእል

2 ምስክር ወረቀት ቁፅሪ መለለይ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ ከተሓሓዝ ዝክእል

3 ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩሙን ናይ ዘመኑ ዝሐደስኩም ቅዳሕ ከተሓሓዝ ዝክእል

4 ኣብ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንእትወዳደሩ ምዝጉባት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓም ሒሳብ ዘቅረብምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ናይቲ ኩሉ ዝተሐተ ረቆሒ መረዳእታ ቅዳሕ ምስ መጫረቲ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ዝምለስ ናይ ተደለይቲ ረቆሒታት ዋና ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

7 ዝተመለ መጫረቲ ሰነድ ዋና ብፖስታቨ ዓሺጎም ከቅርብ ዝክእል

8 ተወዳደርቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ ዉሕስነት መከበሪ ቢድ ቦንድ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ከትሕዝ ዝክእል

9 ተወዳደርቲ ካብ 24/9/2016 ዓም ጀሚርኩም ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕለዋይ ፀለምቲ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ ዘዳለወ ኣብ ሽረ እንዳስላሴ አደራሽ ሃፍቶም ዝርከብ ግዚያዊ ቦታ ኣብ ስራሕ መዓልቲ እናመፃአኩም ብምዉሳድ ናይ ዋጋ ዝርዝር መሊእኩም ኣብ ከይዲ ስራሕ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ አታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

10 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 24/9/2016 ዓም ክሳብ 4/9/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ መዓልቲ ዝኣትዉ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ 5/10/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 እቲ ቤት ፅሐፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ   0914775728 /  0987459950

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo