ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

የዉቕሮ ግብርና ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ

ምልክታ ፕሮፎርማ 07/2016

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/09/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮለጅና ብምውሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 26/09/2016ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣታዊ ክገብሩ ዝኸእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ጅማት ሲባጎ ገመድ 50 ሜትሮ ንውሓትካብ ጅማት ዝተሰርጥቅላል90
2ሜትሮ ባዓል 5050 ሜትር ዝዕቅንቁፅሪ50
3ማርቴሎመትሓዚእ ሓፂን ልዕሊ ሰለስተ ኪሎቁፅሪ30
4ተንጠልጣሊ ሚዛን50 ኪግ ዘመንቁፅሪ05
5ዓርቢያጎማ እግሩቁፅሪ03
6Oil pump ነዳዲ መቅድሒ/ኣሊምንየምቁፅሪ02

ተተሓሒዞም ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታታት

✓ ዝተሓደሰ ምስ ዘቕርብዎ ንብረት ዝተተሓሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ፎቶኮፒ

✓ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለዪ ቁፅሪ ገቲን/ መረዳእታ ፎቶኮፒ፣ ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ሰዓሪ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ 2' መዓልቲ ከረክቡ ይግባእ፡፡

✓ ክፍሊት ዝፍፀም እቲ ንብረት ብዝምልከቶ ኣካል ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበ ኣታዊ ምስተገበረ ይኸውን

✓ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 7' ማዓልቲ ስራሕ ይኸዉን

✓ እዚፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ብሕጊ ዘገድድ ምዃኑ ፈሊጦም ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 21/09/2016ዓ/ም ዝወዳደሩለ ዋጋ መሊኦም ክሳብ  ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፣፣

✓ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም

✓ ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 34 99 54 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo