ወርዒ ናይ ዘገልግሉ ንብረታት ተሽከርክርትን መሸጢ ሕ/ሽ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት መካይን መሽነሪታትን ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ንምሻጥ ኣቅሪቡ አሎ

ሕ/ሽ/ማ/ር መሸጢ ዘገልገሉ ንብረታትን ተሽከርከርትን ወርዒ

1 እዚ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ካብ ዕለት 19/9/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 21/09/2016 ዓም ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 16 ቀይሕ መስቀል ኣድራሻ ዝካየድ ምካኑ እናገለፅና ተጫረቲ ነዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ደምብን አሰራርሓን ከማልኡ ይግባእ

1 ተጫረቲ ክጫረትዎ ንዝደልዩ ንብረታት / ተሽከርካሪ ካብ ዝተቐመጠሉ መበገሲ ዋጋ 20 ሚእታዊ  ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ንጨረታ መከበሪ ብሽም ማሕበርና ከትሕዙ አለዎም

2 ኣብ ኩሉ ዓይነት ንብረታት / ተሽከርከርሪ ንምጭራት እንተደልዩም 400000 / ኣርባዕተ ሚኢቲ ሽሕ ብር/ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብሽም ማሕበርና ብምትሓዝ ሐደ ገዜ ተጫሪቶም ምስ ሰዓሩ ብቀጥታ ሒሳቡ ክወራረድ ብምግብር ንቀፃሊ ዝጫረትዎ ንብረት ካብ መበገሲ ዋጋ 20 ሚእታዊ ዘይምልእ እንተኮይኑ ደጊሞም ስፒኦ ናይ ምትሓዝ ግቡእ ይህልዎም

3 ጨረታ ሰዓራይ ሙሉእ ዋጋ ኣብ ምክፋል ኣብ ኢትዩጰያ ንግዲ ባንኪ ንዝዉሃቦም ሒሳብ ቁፅሪ ጠቅሊሎም ኣታዊ ክገብሩ አለዎም

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ እነተይኣትሓዝካ ምጭራት ብጥብቂ ዝተከልከለ እዩ

5  ንጨረታ ዝቐረበ ተሽከርክርቲ ናይ ሕሉፍ ዘይተከፈለ ከላዉዶ ቀረፅን ካልኦትን ዕዳታትን ንዘለወን በዓልዋና ንብረት ዝከፈሎ ኮይኑ ናይ ዲክልራስዩን ናይ ርግጫ ፖስታን ሽም መዛወርን ዝምልከቱ ወፃኢታት ድማ ብዓዳጋይ ዝሽፈን እዩ

6 እስክራፕ ተባሂሉ ንጨረታ ዝቀረበ ናት ተሽከርካሪ ቦዶ ሽም ክዛወረሉ ዘይክእል ንመለዋወጢ ጥራሕ ዘገልግል እዩ

7 ተጫሪቶም ዘሐነፍዎ ንብረት / ተሽከርካሪ ጨረታ ካብ ዝቃለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 6 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሙሉእ ዋጋ  ይከፍሉ እንተዘይከፊሎክም ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ናብ በዓል ዋና ንብረት ኣታዊ ተጌሩ እቲ ንብረት ኣብ ቀፃሊ ንጨረታ የቀርብ

8 ንጨረታ ዝቀረቡ ንብረት / ተሽከርከርቲ / ዝርዝር መረዳእታ ዝሐዘ ደክሜንት ዘይምለስ 200 ብምክፋ 1ይ ወያነ ጅብሩክ ፍስሃ ህንፃ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ምዉሳድ ይከኣል

9 ተጫሪቶም ዝዓድግዎ ንብረት / ተሽከርካሪ ሙሉእ ዋጋ ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልሪጨቲ ከልዕልዎ እንተዘይክኢሎም መዓልታዊ ንሐለዋ አገልግሎት 100 ይከፍሉ ከምኡ ኮይኑ ዉን ብእዋኑ ከይተልዓለ ዝቅፅል እንተኮይኑ ኣፍቲ ንብረት ክበፅሕ ንዝክእል ሐደጋ ማሕበርና ሓላፍነቱ ኣይወስድን

10 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo