ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2016 ዓም ካብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ዝክፈል ንዘፈር ቁጠባ ልመዓት ገጠር ወረዳና ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ገዛ ናይ ቢሮን ኣቅሑት : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍ ምርባሕ : ናይ ተፈጥሮ እፅዋት ዘርእን : ናይ ሕርሻ መሳርሒታት መዓርን ናይ ማዕር ዉፅኢታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የታሕታይ ኣድያቦ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ኣብ ላዕሊዝተገለፁ ናይ ንግዲ ፍቃድ መሰረት በቢ ዝምልከተኩም ዘርፊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

2 ብዝተወዳደርሉ ዘርፊ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ሰርተፊኬት ናይ መጋቢት ወርሒ ተወሳኪ እሴተ ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ሪፖርተ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ቁፅሪ / ዘለኩም : ናይ 2016 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬተ ምቅራብ ዝክእል

4 ኣብ ፖስታ ዝዕሸገ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ቫት ምዝገባ :  ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ወረቀተ ምስክር ዝተሐደሰ መቅረባይነት  :  ናይ ወርሒ መጋቢት  ቫት ዲክለረሽን  : ናይ ግብሪ ከፋለይ መለለይ  ቁፅሪ ብግልፂ ዝረአን ክከዉን አለዎ

5 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዘቅርብዎ ጨረታ ሰነድ ቅዳሕመረዳእታ ብምግባር ዋናን ቅድሕ ብምድላዉ ነኒበይኑ ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ

6 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ አፈላላይ ክህልዉ የብሉን አፈላላይ እንትህሉ ድማ ናይ ሐደ ዋጋ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ

7 ተመሉኡ ዝቀርብ ናይ መወዳደሪ ሐሳብ ብኢትዩጰያ ቅርሽ ጥራሕ ይከዉን

8 ተጫራቲ ዋጋ እንትመልኡ ስርዝ ድልዝ ወይ ድምሳስ ክህልዉ የብሉን ስርዝ ድልዝ ወይ ድምሳስ ዘለዎ ናይ በዕል ዋና ፊርማ ክግበረሉ አለዎ

9 ተጫረቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 15100 ቅርሺ ናብ ቤት ፅሕፈት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከትሕዙ አለዎም

10 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 15/9/2016 ዓም ክሳብ 22/9/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

11 እቲ ጨረታ ዕለት 22/9/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:00 ቅድም ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ወይ ተዓዘብቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይክልክልን

14 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን40 ተከታተልቲ መዓልቲ ይከዉን

15 ተጫራታይ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 5 ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲታት ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10  መጠን ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

16 ሰዓራይ ተወዳዳራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ቤት ፅሕፈት አታዊ ዝገብር

17 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo