ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ አይስቲ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡
ተ.ቁ | ዝርዝር ግልጋሎት | Specification | መዓቀኒ | በዝሒ | ነዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | Multi meter | ናይ ሕድሕድ ክግዝኡ ዝተደለየ ናዉቲ መግለፂ ስፔሲፊኬሸን ምስ እዚ ተታሓሒዙ ቀሪቡ ኣሎ | ቑፅሪ | 01 | ||
2 | Ups | ቑፅሪ | 02 | |||
3 | External hard disk | ቑፅሪ | 03 | |||
4 | Hard Disk Enclosure /case/ | ቑፅሪ | 03 | |||
5 | New Adjustable Soldering Iron 60W | ቑፅሪ | 02 | |||
6 | New Gordak 952 Hot Air Gun and soldering Station | ቑፅሪ | 01 |
መተሓሳሰቢ
➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም
➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል
➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሎ TIN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል ::
➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 16/09/2016 ሰዓት 11:25 ድ/ቀትሪ
ክተቕርቡ ትኽእሉ
➢ ኣብ ስቶርኩም ዘየለ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቐድን ፡፡
➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 2*ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝኸእል ::
➢ ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቑፅርን ወፃኢ ፂሒፉ ዝተረከበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት
የብሉን ::
➢ እቱ ንብረት ብናይ ቢሮና በዓል ሞያ ምሰ አረጋገፆ ቅብል እዮ ምስበለ ኣታዊ ይከውን
➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ፡፡
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል፣ አካል ጉድኣት ቢሮ 5ይ ደብሪ ቑፅሪ 18