ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
P.R ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
34856 | 1 | ቐይሕ ሓመድ | ሜ3 | 160 |
ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ቫት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ። *እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/TOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ
* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ክህብ ኣለዎ
* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 13/09/2016 - 15/09/2016 ሳዓት 2:30
* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸውን ።
* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል