ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ናይ UIIDP ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ፋርጎ ማሽን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የዓብይ ዓዲ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2015/2016 ዓም ዝሐደስኩም

2 እቲ ጨረታ ናይ ባዕል ዋና ሕጋዊ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ማለተ ቫት ኮይኖም ናይ 30 ታሕሳስ 2016 ዓም ሪፖርት ዝገብርሉ ዋንኡ ምስ ሐደ ቅደሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዝሐደስኩምን

5 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ማለት ቲን ዘለኩም

6 ናይ ኤሌክትሮኒክስ 15000 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ/ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ንሐደ ደኩምንት ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ክፍሊብምግዛእ ክጫረት ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋ ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ደኩመንት ቅዳሕን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻገ ኣብ ልዕሊ እቲ እቲ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገን ፖስታ ናይ ባዕል ዋና ማሕተምን ፊርማን ብምፅሓፈ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምነ ፋይናንስን ዓብይ ዓዲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክተእተዉን ንክትወዳደሩን ነተሐሳስብ

9 ምልከታ ኣብ አየረ ዝፀንሐሉ ካብ 7/9/2016 ዓም ክሳብ 19/9/2016 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 4፡20 ይከዉን ሳንዱቅ ጨረታ ዕሸገሉ ዕለት 19/9/2016 ዓም ሰዓት 4፡20 ንጉሆ እንትከዉን ሳነዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 19/9/2016 ዓም ዓም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይከዉን

10 እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይክፈት

11 ተጫረቲ ዝሰዓርክምዎ ዝርዝር ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ዓብይ ዓዲ ብናይ  ባዕልኩም ማጎዓዝያ ዘቅርብ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ከቅርብ ይግባእ

14 ኣብቲ ዝወፀ እስፒስፊከሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ወይ ምቅያየርን ምስራዝን ኣይፍቀድን

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914754301 / 0991937501/ 0914242030/

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo