ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ፈርኒቸርን ፡ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በትግራይ ክልል ጊዜያዊ አስተዳደር የዉሃና ኢነርጂ ቢሮ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት :  ቲን ቁፅሪ :   ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት : ናይ 2016 ዓም ናይ ወርሒ ለካቲት ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርብ

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ንናዉቲ ፈርኒቸር 5000 ፡ ላፕቶፕ ኮምፒተርን 15000 ብር ብስ ስፒአ ሒዞም ከቅርብ አለዎም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 16/9/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

5 ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርደር ምስ ወሰደ ካብ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ስፒኦ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

6 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ፌርማን : ክቢ ማህተምን ክዓርፈሉ አለዎ

7 ኣብ ዝቀረበ መረዳእታ ዝሃሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ነንበይኑ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

9 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ኣድራሻና ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ይርከብ

11 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መክፍተን ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈትይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬ 0951166765 / 0914704663 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo