ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

መሶቦ ሲሚንቶ ፋብሪካ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ቫት/ ቲአቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኩነታት ተሽከርከርቲ ድሕንነት ዝሐዐዋ ኮይነን እንተነኣሰ ስራሕቲ 2011 ኣቆፃፅራ አዉሮፓ ዝኮና ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ረሳሕ ፈሳሲ ናይ ምምጣጥ ዓቅሙ 15 ሜትሪ ኩብ ካብኡ ንላዕሊን ከምዘለዎን መረጋገፂ ሌብሪ ከቅረቡ ዝክእሉ

4 ብናይ ረሳሕ ፈሳሲ ምምጣጥ ስራሕ ካብ ዝተፈለጡ ትካል እንተነኣሰ ናይ 5 ዓመተ ስራሕ ልምዲ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ሐደ ሜትሪ ኩብ ግልፂ ዋጋ ከቅረቡ ዝክእሉን ኣብ ዝተፀዉዕዎ ዕለትን ሰዓትን ኣክቢሮም ብቅልጡፍ ከልዕሉ ዝክእሉ

  6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ 10000 / ዓሰረተ ሽሕ ቅርሺ / ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

 7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 29/5/2024 ኣቆፃፃሪ ኣዉሮፓዊያንኣብ ፋብሪካ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

9 እቲ ጨረታ 29/5/2024 ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

10 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

11 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0348400362 /  0344405806

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo