ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ (AGP-II ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብከባብያዊ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን

ምልክታ ዕደጋ ቁፅሪ 135 /2016

ፕሪፎርማ ዕደጋ ምልክታ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ (AGP-II ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብከባብያዊ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ተ.ቑዓይነት ኣቕሓትመግለፂ /እስፔሲፊኬሽንመዐቀኒበዝሒ
01ናይ መኪና ጎማ245×7 R-16፣697ቁፅሪ05
02ናይ መኪና ጎማM-755ቁፅሪ05
03ባትሪ70 አምፑር በልደን ወይ ካብኡ ዝበለፀቁፅሪ02

በዚ መሰረት ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ዋጋ መቕረቢኹም ክሳብ ግንቦት 06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ኣብ ዘሎ ግዜ ውሽጢ ናብ ቢሮና ጉጅለ ዕደጋ ቢሮ ቑፅሪ 12 ክተቕርቡ ብኽብሪ እንትንዕድም ፣

➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ / TIN/ ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ ቫት ሰርቲፌኬትን ናይ መወዳእታ ወርሒ ሪፖርትን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምትሕሓዝ የድሊ

➢ ብዋጋን ፅርየትን ተወዳዲሩ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል መአዘዚ ዕደጋ/Award/ ካብ ዝበፅሖ /ዝተደወለሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 07/ዓሰርተ/ ተኸታተልቲ መዓልቲ ከቕርብ ዝግደድ ምዃኑ ፈሊጡ ክወዳደር ይግባእ

➢ ኣብ ዝቐርብ መወዳደሪ ሓሳብ ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉ ተቐባልነት ኣይህልዎን ስርዝ እነተሃልዩ ንምእራሙ ፊርማ ክዓርፈሉ ይግባእ ተወዳዳሪ ዝሃቦ ዋጋ ን7ተ ተኸታተልቲ መዓልቲ ዝፀንዐ ይኸውን

➢ መረከቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ናይ ቢሮና መኻዚኖ ኮይኑ መቕረብቲ ፅሬት እቲ ኣቕሓ ብናይ ቢሮና ሰብ ሞያ ተራእዩ ክረጋገፅ ይገብሩ፣

➢ እቲ ፕሪፎርማ /መወዳደሪ ሓሳብ/ ዕለት 06/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ይኸፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034403663/0914004237 ምሕታት ይከኣል፣

ምስ ሰላምታ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo