ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ትርጉም ግልጋሎት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ካብ ትግርኛ ናብ ኣምሓርኛ ክንትርጉም ንደሊ ፡፡

የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ትርጉም ግልጋሎት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ካብ ትግርኛ ናብ ኣምሓርኛ ክንትርጉም ንደሊ ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ.ዝርዝር ዓይነት ንብረት(ትርጉም)ዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ (ድሌት ስራሕ)(ፅሑፍ)መለክዒበዝሒ ገፅናይ ሓደ ገፅ ዋጋመብርሒ
1ናይ ትርጉም ግልጋሎትካብ ትግርኛ ናብ ኣምሓርኛ ትርጉም ንምትርጛምብገፅ1ቤት ፅሕፈትና ብዝሃቦ
በዝሒ ገፅ ብዝቀረበ ናይ ሓደ ዋጋ ገፅ ኣባዚሕና ንከፍል

ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ ዝኸእል

2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/08/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/09/2016 ዓ/ምዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 03፡00

ተዓፅዩ ሰዓት 03፡30 ይኸፈት ፡፡

3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ።

4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ትርጉም ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን "

5. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ፡

6. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡

7. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት

ይከኣል እዩ ፡፡

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo