ምምሕዳር እቶት ልምዓት ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጊት ወረዳ ኣስገደ ኣብ ናይ 2016 ዓም ካብ ተመዛበልቲ ምምላስን ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ ኣብ ዝተመደበ በጀት ዓመት ኣብ ወረዳና ንዓውዲ ንፀሩ ልምዓት ሕርሻ ልምዓትን ግብኣት ኮይኑ ዘገልግል መጋዝን ወይድም መክዝን ዝዉዕል እታዎት ብጨረታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሃንፅ ይደሊ

የኣስገደ ፅምብላ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ዝተሐደሰ ናይ 2016 ኮንስትርክሽን ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ቅዳሕ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ 2016 ዓም ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬን ቫት ሪፖርትን ዲክለር ዝተገበረሉ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተሐደሰ ኮንስትራክሽን ብቅዓት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብ ዌብሳት ኤጀንሲ ዕድጊትን ንብረት ምምሕዳርን ኢትዩጰያ ዝተመዘገበ መቅረባይነት ኮንስትርክሽን ምስክር ወረቀት ዘለዎም ክኮኑ ይግብእ

6 ብመዲያ ቴክንካዊ መዓቀኒታት ዝልምከት ድማ ኣብ ጨረታ ተሰተፍቲ ዝኮኑ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ዘንቀሳቅሱ ካብ ሐደን ካብኡ ንላዕሊን ተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ ዘለዎም ልዕሊ ክልተ ሚሊዩን ብር መሰረቱ ካብ ዝተፈለጠ ስራሕቲ መንግስቲ ዘንቀሳቅሱን ናይ ስራሕን ኦርጅናል ኮፒ መረዳእታ ምቅራብ ዝክእሉን

7 ብፋይናንሳዊ ዓቅሞም ሐደ ሚሊዩን ብር ዘለዎም ምካኖም ኣብ ዝተፈለጡ ባንኪታት ረፖርት ሰተትምንት ሰለሰተ ወርሒ ብኦርጅናልን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ

8 መሳርሒታት ኮንስትርክሽን ሚክሰርን ቫይቭሪተርን ኮምፓክተርን ዘለዎም ምካኖም ከቅርቡ ዝክእሉ ብክሪይ እንተኮይኑ ድማ ብመረዳእታ ዝተረጋገፀ ሰነድ ከቅረቡ ዝክእሉ

9 እቲ ሰነድ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ቴክኒካዊን ፋይናንሳዊን ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ቴክኒካል ኣብ ሐደ ፖስታ ተዓሽጉ ፋይናንሻል ድማ ክልተ ኮፒን ሐደ ኦርጅናልን ምቅራብ ዝክእል

10 ነዞም ቴክኒካዊ መዓቀኒ ዘማላኡ ተጫረቲ ናብ ንሕንሕ ወይድማ ዉድድር ፋይናንሳዊ ደኩመንት ዉድድር ይሓልፉ

11 ሰነድ እዚ ጨረታ ካብ 17/8/2016 ዓም ክሳብ 24/8/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ገዘ ክፉት ይከዉን

12 ሰነድ ጨረታ 200 ዘይምለስ ብር ብምክፋል ካብ ምምሕዳር ልምዓት እቶት ከይዲ ስራሕ ዕድጊት ንብረት ክሳድ ጋባ ወረዳ አስገደ ምዉሳድ ይከኣል እዩ

12 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/8/2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 እንትከዉን

13 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/8/2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:30 ይከዉን

14 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መረከበቲ ብር 100,000/ ሐደ ሚኢት ሽሕ / ብባንኪ ዝተረጋገፀ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከቅርቡ ይግባእ

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ንተወሳኪ ሐበሬታ  0953482635

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo