ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረፆ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ

ትግራይ መንገድ ስራዎች ኢንተርፕራይዝ

ቑፅሪ፣ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/94/2016

ዕለት፡- 19/08/2016 ዓ/ም

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ

ንኹልኹም መቕረብቲ ክራይ መሽነሪታትን ተሽከርከርትን

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረፆ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ

1. ክራይ መሳርሒ ዝቐርበሉ ቦታ፡ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ካብ ወርሒ ሚያዚያ ዕለት 19-24/2016 ስዓት 4፡00 ረፋድ ዘሎ ይኸዉን

2. ተወዳዳሪይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ከቕርብ ግዴታ ኣለዎ።

3. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን (መቕረባይ ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

4. እዚ ናይ ክራይ መሳርሒ ምልክታ ብተወዳደርቲ ናይ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መንጎ መካረይን ተኻራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ

5. ቕቡል ዝገበሩ መቕረብቲ ቕቡል ምግባሮም ዝገልፅ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎም።

6. እተን ክራይ መሳርሒ ናብ መቐለ ዋና /ቤ/ፅ ኤ/ስ/መ/ት ወይ ናብቲ ዝተጠቐሰ ፕሮጀክት ኣትየን ፅርየትን ምስተረጋግፅ ስራሕ ንምጅማር ቕቡል ዝገብር

7. ቐዲሙ ነዚ ምልክታ ሪኡ ናብ ትካልና ዘእተወ ቕድሚያ ይወሃቦ

8. እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo