ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ፅሬት ዘለዎ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቅን መለዋወጢ ኣቅሑት ብሽክሌታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጉና የንግድ ስራዎች ሃላ/የተ/የግ /ማህበር

1 ነዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዝርከብ ህንፃ የኢትዩጰያ መድን ድርጅት ሳልሳይ ደብሪ ዝርከብ ናይ ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝ/ ዉ/ማ ቢሮ ካብ ዕለት 19/8/2016 ዓም ክሳብ 28/8/2016 ዓም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29/8/2016 ዓም ካብ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ክሳብ 4:30 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0911411198 / 0914748300spor

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo