ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ብፖሊስ ቤት ፅሕፈት ጠፊኦም ዝተረከቡ ከፈቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

የሰሜን ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ይምልከት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ብፖሊስ ቤት ፅሕፈት ጠፊኦም ዝተረከቡ ከፈቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝርዝር መግለፂ ናይቶም ከፍቲ

ተ.ቁዓይነት እንስሳዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሐደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ተብዓታይ ከፈቲሸምላ ከፈቲቁፅሪ01
2ተብዓታይ ከፈቲቀይሕ ከፈቲቁፅሪ01
3ተብዓታይ ከፈቲፃዕዳ ከፈቲቁፅሪ01
4ተብዓታይ ጤልቀይሕ ጤልቁፅሪ01

1. እቶም 3 ከፈቲ ዝርከብሉ ቦታ አብ ጣብያ ለካቲት ብሎክ 8 እንዳ አቶ ተሰፋይ ዓምደ ዝርከቡ እቲ ሓድ ጤል ኣብ እንዳ ኣቶ ሰለሙን በላይ ኣብ ዕደጋ ቀዳም /እንዳ ዕንፅይቲ መሸጢ ዝርከበ ምኳኖም

2. ተጫረቲ እቶም ከፈቲ ኣብ ዘለውሉ ቦታ ብኣካል ብምካድ ምርአይ ዝካአል ምኳኑ ።

3. ተጫረቲ ናይቶም ከፈቲ ዋጋ አብ ወረቀት ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክእትው ይግባእ ።

4. እቲ ምልክታ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት15/08/2016ዓ/ም ክሳብ 29/08/16ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/08/16ዓ/ም ስዓት3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓዕዩ ዕለት 30/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ከ/ስ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርን ዝክፈት ኮይኑ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኪቦም ንምክፋት እይኸልክልን ።

5. ተጫራታይ ሰዓራይ ምኳኖም ምስ ተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ናይቶም ከፈቲ ዋጋ አታዊ ብምግባር ክወስድ ዝክእል ።

6. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ከ/ሰ/ዕ/ንብ/ምም/ር ዘይምለሰ ብር 100 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝውዕሉ ዕለት ጅሚሩ ሰነድ ምግዛኣ ይካኣለ

8. ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነ ይኩን ፅሑፍ ምፅሓፍ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ።

9. ኣድራሻና 07 ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ክ/ከ/ሰሜን ፊት ለፊት ወይ ድማ ናይ ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ሕልፍ ኢልካ ናይ ቀደም ሂራን ሆቴል ህንፃ ዝነበረ G ተ 4 ንርከብ ፡፡

10. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 79 10 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኸእሉ።

11. ናይ ጨረታ መዕፀውን መኽፈትን በዓል ወይ ቀዳምን ሰንበትን እንተዊዒሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo