ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይድ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሰየምቲ ኣድያቦ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 መሳርሒ ህንፃ : 2 ዕድጊት እንስሳ  :  3 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :  4 ኣቅሑት ቢሮ :  5 መሳርሒ ፈልሲ ጣብያ

ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም: ንቁፅሪ ቀዳማይን ካልኣይን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናየ ወርሒ ለካቲት 2016 ዓም ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ቁፅሪ / ዘለኩም :  ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር  ሰርተፊኬት ናይ  2016 ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል  2 ሚእታዊ ዊዝ ሆልድንግ  ታክሲ ክከፍል ዝክእል

3 ናይ ዝቀርብ ንብረት ዓይት ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ሰነድ ቅዳሕ ብምግባር ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ነኒበይኑ ተዓሺጉ ምልክታ ብምግባር ክቅርብ ይግባእ

5 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ኣብ ዝኮነ ይኩን ትካል ዝተኣገደ ነጋዳይ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይክእልን

6 ከይዲ ጨረታ ብዘኣይአገባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሐትንን ጨረታ ንከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ስጎምቲ ዘስዕብ ምካኑ ንሕብር

7 ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ እንትምላእ ሽም ኣድራሽ ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን40 መዓልቲ ይከዉን

9 ንሕድሕድ ጨረታ ዋጋ እንትምላእ በቲ ዝቀረበ ስፐሰፊኬሽን ክምላእ አለዎ ናይ ባዕልካ እስፐሲፈኬሽን ምእታዉ ኣይፈቀድን ግልፂ ኣይኮነን ኢሉ ምስ ዝኣምን ድማ ብኣካል ቀሪቡ ወይ ብስልኪ ክሓትት ይግባእ

10 ጨረታ መከበሪ ንቁፅሪ ሐደ 15000 : ንቁፅሪ  ክልተሰለሰተ ኣርባዕተ ሓሙሸተ 3000 ብጥረ ገነዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ ምካንኩም ክንገልፅ ንፈተዉ

11 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስር ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

12 እቲ ሰነድ እንትምላእ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን እነተሃልዎ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ

13 ኣብ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ካምኣድላይነቱ ናይቲ ዝግዛእ ኣቅሓ ክሳብ 30 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል

14 ጨረታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 16/8/2016 ዓም ክሳብ 30/8/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ሰራሕ ምምሕዳር ንብረትን እናመፃእኩም ኣብ ናይ ሰራሕ መዓሰለቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

15 እቲ ጨረታ 1/9/2016 ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30  ይክፈት

18 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo