አብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት አገልግሎት ንዝህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ትካልን ካብኔን ሴክራታሪያትን አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

የትግራይ ክልል ፕሬዝደነት ፅሕፈት ቤት

1 ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግዲኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ : ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት  :  ወይ ኣበ ፌደራል በዓል መዚ መንግስታዊ ዕደጋን መረዳእታን ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ  : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ  ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ  :  መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ 18/7/2016 ዓም ክሳብ 27/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዘ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ሰነድ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406451

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo