ጨረታ ምልክታ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣይቲ ኦኩፕመንትን ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሕት ,ሰርቨር ኣክሰሰሪ ,ሕትመት ,ዶዘር ክራይ , መኪና ክራይ , ሞተር ሳይክል ፅገናን ፈርኒቸርን ፅገናን ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣይቲ ኦኩፕመንትን ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሕት ,ሰርቨር ኣክሰሰሪ ,ሕትመት ,ዶዘር ክራይ , መኪና ክራይ , ሞተር ሳይክል ፅገናን ፈርኒቸርን ፅገናን ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

 

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ረቆሓታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::


1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን/TIN/ መቅረባይ ሰርትፊኬት አይቲ ኢኩፕምንት ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ሰርቨር ኣክሰሰሪ ሕተመት መኪና ክራይን ዶዘር ክራይን ተመዝገብቲ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 19/01/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ናይ ኣይቲ ኢኩፕመንት ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሕት ሰርቭር ኣክሰሰሪ ዘይመለስ ብር 5000 ንዝተረፉ 3000 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ኣይቲ ኦኩፕመንት ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሕት 5000 ሰርቨር ኣክሰሰሪ 3500 ሕተመት 4000 ዶዘር ክራይ 1500 መኪና ክራይ 3000 ሞተር ሳይክል ፅገና 3000 ፈርኒቸር ፅገናን 1000 ከትሕዝ ዝኽእል /ትኽእል::
4 ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/ 02 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 10 /02 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:45 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ::

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406839/ 408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መከፈትን በዓል እንተዊሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::


 


 

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo