በዚ መሰረት
➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኸእል
➢ ናይ ግብሪ መኽፈሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኽእል
➢ ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል
➢ እዚ ፕሮፎርማ 10/05/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት
➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ክጅምር ዝኸእል
➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
➢ ተወዳደርቲ ቅድሚ ዋጋ ምምለኦም ብኣካል መፂእካ ናይታ ማሽን ዓይነት ክሪኡ ኣለዎም
➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቁ 0914786059 ወይ 0914755232 ምሕታት ይከኣል
ተቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መፀቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መለለዪ /specification/ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ሞልድ ናይ ቴራዞ ቅርፂ መውፅኢ | ቁፅሪ | 1 | Terazo 40*40cm 12mm iron | ||
2 | ሞልድ ናይ ብሎኬት ቅርፂ መውፅኢ | ቁፅሪ | 1 | HCB six shapes 20,15,10 with 12mm iron/ሰለስቲኡ ኣብ ሓደ ሞልድ/ | ||
3 | Compressor ኮምፕረሰር/ | ቁፅሪ | 1 | ናይ ብሎኬት ቅርፂ ዝፀቅጥ ኣብ ማሽን ዝግጠም ሞዲፊክ 12mm iron/ |