ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ሰራሕተኛታት ዝዉዕል ባጅ : ቲተርን : ክቢ ማህተምን ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መፍለይ ቁፅሪ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ናይ ሰራሕታት ባጅ

ብዝቀረበ ዝርዝር ፅሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ / ሙሉእ ስምን ሓላፈነትን ኣድራሻን ኩሉ ዘማለአ/

ቁፅሪ

10

2

ክቢ ማህተም

ብዝቀረበ ዝርዝር ፅሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ

01

3

ቲተር

ብዝቀረበ ዝርዝር ፅሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ

05

1 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቲን ቁፅሪ ከም ኣድላይነቱ ድማ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከተሓሕዝ ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 1/5/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 3/5/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 3/5/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ተዓሽጉ ዕለት 6/5/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፌርማ ማሀተምን ኣድራሽኦምን ብምዕራፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎ

4 ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 02 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊ አታዊ ክገብር አለዎ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo