ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለዩ ሰርቪስ መኪና ኪራይ ግልጋሎትን ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዕድጊት ን2016 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግልገልን ክዕድግን ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ይዕድም

የ መቐለ ከተማ ማዛጋጃ ቤት

1 ናይ ዘበኑ ግበሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬት መቅረባይነትን ቫት ተመዝገብቲን ቫት ዲክለሬሽን ናይ ወርሒ ሐምለ ከቅርብ ዝክእል

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፔስፌክሽን ካብ ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ካብ ዕለት 23/4/2016 ዓም 300 ቅርሺ ብምክፋል ንክልቲኡ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ከምዝክእሉ

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ንናይ ግልጋሎት መኪና ኪራይ ዘቅረቡ ትካላት 5000 ቅርሺ/ ሓሙሽተ ሽሕ/  ከትሕዝ ዝክእል ንናይ ኤሌክተሪክ ኣቅሑት ድማ 15000 / ዓሰረተ ሓሙሽተ ሽሕ/ ክትሕዙ ዝክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 5 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናል ክልተ ቅዳሕ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም

6 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣድራሻና ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጃትን ፋይናንስን ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914767875 / 0914414232 / 0914747482

8 ናይ ጨረታ መክፈቲ በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሽ መዓልቲ ይከዉን

9 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንትሃልዩዎ ተቀባልነት የብሉን

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo