ኣፈ/ኸሳሲት ወ/ሮ ክንዳሓፍቲ ኢታይ ባሀታ ኣፈ/ተኸሳሲ ኣየተ ፀጉ ብርሃነ ገ/ሄር ጣልቃ ኣታዊ ኣምሃ በርሀ ኣንበሳ ባንኪ ጨንፈር መቐለ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም ክትዕ ብሽም ኣፈ /ተከሳሲ ዝፈለጥ ኣብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ጣብያ ፅንዓት ወያነ ቀጠና 7 ዝረከብ ገዛን ቦታን መዋሰኒኡ ብምብራቅ ኤደ 18 ብምዕራብ መንገዲ ሰሜን ኤዲ 15 ደቡብ ኤዲ 19 ዝዋሰን 250 ካሬ ሜትር ስፍሓት ዘለዎ በዓል 3ተ ደብሪ ዝተሰርሐ ገዛ መበገሲ ዋጋ ብር 4,109,346.71 / ኣርባዕተ ሚልዩን ሐደ ምኢትን ትሽዓተን ሽሕን ሰለስተ ምኢቲን ኣርባዓን ሽድሽቱ 71/100/ ምኮኑ ተፈሊጡ ዝጫረተ እንተሃለዩ ቀሪቡ ክጫረቲ ኮሜቴ ኣታዊ ዝገብርን ዝተረፈ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ጠቅሊሉ ኣታዊ ዝገብር ምካኑ ተፈሊጡ ኣብ ሽም ምዛር ድማ ንመንግስቲ ዝክፈሉ ወፃኢታት ሙሉእ ብሙለእ መሸነፊ ዝክፍል ምካኑ ተፈሊጡ ንዕለት 22/4/2016 ዓም ካብ ሰዓት 3:30 ክሳብ 6:30 ቀትሪ ኣበቲ ገዛ ዝርከበሉ ቦታ ቀሪብኩም ክትጫረቱ ከተማ መቐለ ማእካላይ ቤት ፍርዲ እዚ ምልክታ ለጢፉ አሎ
- ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (23)
- ኮንስትራክሽን (208)
- ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (490)
- የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (63)
- ግብርና (168)
- የግንባታ እቃዎች (387)
- ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (204)
- ማማከር (33)
- ትምህርትና ስልጠና (25)
- ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (347)
- ምግብና መጠጥ (122)
- እግድ (24)
- ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (8)
- ፈርኒቸር (198)
- ጤና (40)
- የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (173)
- ጥገና (58)
- የህክምና ዕቃዎች (53)
- ፎቶግራፍና ፊልም (6)
- የህትመት ስራዎች (99)
- የማስታወቅያ ስራዎች (9)
- ኪራይ (178)
- ሽያጭ (264)
- የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (32)
- የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (76)
- ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (145)
- የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (97)
- የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (165)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (80)