- Â በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ቲን ነምበር ዘለኩም
- ናይ መንግስታዊ ጨረታ ክትሳተፉ ዝተወሃበኩም ፍቃድ ክተቅርቡ እትክእሉ
- ናይ ንግዲ ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ ኣለኩም
- ቫት ወይድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
- እቶም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ብዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ
- መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ
ን ፅሬት መሳርሒ3000 ቅርሺ ፣
ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ፣
ንኤለክትሪክ መሳርሒ 3000 ቅርሺ፣
ናይ ህንፃ መሳርሒ 3000 ቅርሺ ፣
ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት 3000 ቅርሺ ፣
ናይ ጀነሬተር 3000 ቅርሺ ፣
ናይ ሳኒተሪ Â 3000 ቅርሺ ፣
ናይ ሕትመት ስራሕቲ 3000 ቅርሺ ፣
ናይ ማይ ቡምባ መለዋወጢ አቁሑት 3000 ቅርሺ ፣
ናይ መኪና መለዋወጢ 3000 ቅርሺ ፣
ናይ መድሓኒትን ሕክምና ናዉትን 7000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ
- መቅረብቲ መድሓኒት ዝኮንኩም ዝተሓደሰ ናይ ሞያ ፍቃድ ክተቅርቡ ይግባእ
- ካብ ዘሸነፍዎ ጠቅላላ ዋጋ ዉዕሊ መክበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 10 ሚኢታዊ ክተቅርቡ ይግባእ
- ናይ ሓደ ሰነድ ዋጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል ክትገዝኡ ትክእሉ
- ኮጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ድማ ካብ ዕለት 30/ 06 /2008 ዓም ክሳብ 15/ 07 /2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ጨረታ ሰነደ ምግዛእ ይከኣል
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/ 07/ 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን
- አሸናፊ ዝኮነ ዘሸነፎም ዝርዝር ንብረታት አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ንዕደጋን ፋርማስንÂ ኣብ መቀለ ዘረክብ
- እቲ ሆስፒታል ካብ ዘጫረቶም ጠቅላላ ዋጋ 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይድማ ክቅንስ ይግባእ
- ዝወሰዶ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገ ኮይኑ ሽምን ፊርማን ገይሩ ዘቅርብ
- ሰዓራይ ዝኮነ ድሕሪ ጥርዓን መቀበሊ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልትታት ማለት እዉን ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ
- መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 30 መዓልቲ ይከዉን
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914387011Â ወይዉን 0348990069 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ