ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይን ከተማ መቀለ ናይ በጅት ዓመት 2016 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ካዕታ ኣብ እግሪ ወንብር ክኩዕት ስለዝደለየ ትጫረትሉ ትደልዩ ተጫረቲ ደረጃ 7 ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕታ ወይድማ ድሪሊግ ፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር  ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ ዕለት 23 /2/2016 ዓም ክሳብ 3 /3/2016 ዓም ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእል

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/3/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ በዓሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ

4 ሐደ ተወዳዳሪ ኣብ ክክልና መንግስታዊ ቤት ዕዩታትን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሰዓራይ ኮይኑ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ ተወዳዳራይ እቲ ዝሐዞ ስራሕ ወይድማ ፕሮጀክት 80 ሚእታዊ ልዕሊኡን ምብፅሑ ካብ ዝምልከቶ ኣካልመረጋገፂ  ከቅርብ ዝእክል

5 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ  ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቀለ 03 ቀበሌ ምምሕዳር ዓይደር ትሕቲኡ

ንተወሳኪ ሕበሬታ 0344407335 0914755845

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo