ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁዕሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

ተቑ ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ ዝርዝር መግለፂ መለክዒ በዝሒ ናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1 Brake pad 04465-ok240 Pcs 01
2 Front shok absorber 48510-09390 Pcs 02
3 Rear shoK absorber 48531-09470 Pcs 02
4 postsh Pcs 01

እንክተሎም መምርሒ:-

4.እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈለ ዕለት 12/02/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓዕዩ ዕለት 15/02/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo