ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

የትግራይ ትምህርቲ ቢሮ

1 ናይ 2015 ን 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘቅርብ

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ዘለዎ

4 ናይ ወርሒ ጉንበት 2015 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳአታ ከቅርበ ይግባእ

5 ሰነድ ጨረታ ዝወሃበሉ ቦታን እዋንን ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይረክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን መሸጣ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከአል

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ እዋን ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ እዋን ጀሚሩ 6 ጥቅምቲ 2016 ዓም ክሳብ 19 ጥቅምቲ 2016ዓም ዘሎ ኩሉ ግዘ አብ ስራሐ ሰዓት ይከዉን

7 ተጫረቲ ናይ ባዕል ዋና ማህተም ዘለዎ ፋይናንሻል ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ክሳብ 19ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዐት 3:30 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይርክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 12 ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክእል

8 እቲ ጨረታ ካብ ጥቅምቲ 19 2016 ዓም ሰዓት 3:45 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይድም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:00 ይክፈት

9 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅረሺ ብስፒኦ ከቅርብ ይግባእ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ብደብደቤ ካብ ዝተገለፀሉ እዋን ኣብ ዉሽጢ 5 መዐልቲ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ

10 ጨረታ ሰዓራት ዝሰዓሮ ንበረት ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ የረክብ

11 ዝከነ ተጫራታይ ብዝዓባ እቲ ጨረታ ሰነድን ካሊእ መብሪሂ ዘድለዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራሕ ምሕታት ይከኣል

12 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቢ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበረታ 0344403477 0344408299 ወይ እዉን ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo