ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ መስመር ፅርግያ ካልኦትን ናይ ኤሌክትሪክ ገመዳትን፣ ከም ኣንቡላንስ ፣ ቫላንስ ፣ ሲሰስ ሆልደር ፣ ይግናይተር በዓል 3ተ ተርሚናል ፣ኮንታተር በዓል 75 ዋት ፣ ፎቶ ሴል 15 ዋት ፣ ኤል ኢዲ ኣምፕል 100 ዋት ጆ ምስ መብርሃቲ ፓዉዛ ምስ ሙለእ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።

የፍረወይኒ ከተማ ማዘጋጃ ቤት ፅ/ቤት

1 ናይ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ 2013 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ መዓልቲ ቅዳሕ ዘቅርብ፤

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ዘትሕዝ፤

3 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 04/03/2013ዓ/ም ሰዓት 5:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ 5:30 ይኸውን።

4 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 5000.00 ምስ ሰነድ ጨረታ ናብቲ ሳንዱቅ የእቱ።

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 መተሐሳሰቢ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምዃኑ ንሕብር።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470283 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo