ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴተ ታክስ ዝኮንኩም ናይ 2012/13 ዓ/ም በቢዘፈር ስራሕ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምቅራብ እትክእሉ፤

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም እዉን መረዳእታ ዘለኩም ናይ ወርሒ ሓምለ ነሓሰ መስከረም 2012/13 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መራዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ፤

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ እዉን ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይ 2012/13 ዓ/ም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር እዉን ምቅራብ እትክእሉ፤

4 ንኩሎም ፍቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ አተሓሒዝኩም እዉን ክተቅረቡ አለኩም፤

5 ዝተመለአ ሰነድ መቅረቢ ዋጋ ሐደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ጠቅላላ ክልተ ፖስታ እዉን ክተቅረቡ ይግባእ።

6 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን 5000.00 ቅርሺ ንኣቁሐት ፅሬት 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዙ ትክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ  ድጋፋ ፋይናንስ ንብረት ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 09/02/2012ዓ/ም ክሳብ 23/02/2013ዓ/ም ክትወስዱ ትክእሉ፤

8 እቲ ጨረታ 24/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

9 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ  ይገብር።

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምወሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ /0344-44 0704 / 0342440307 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo